ካብ ዜሮ ናብ ዲጂታል ንግዲ, ምስጢር ኦንላይን ኣታዊ!!!
$199
$499(60% off)
42 Left
Product preview

ካብ ዜሮ ናብ ዲጂታል ንግዲ, ምስጢር ኦንላይን ኣታዊ!!!

Meet the creator

ናይ ዲጂታል ማርኬቲንግ መምርሒ (Digital Marketing Bundle)


ንመጀመሪያ ግዜ ብትግርኛ ዝተዳለወ ምሉእ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ትምህርቲ።


ካብ ዜሮ ተበጊስካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኦንላይን ቢዝነስ ክትጅምር ትደሊ ዲኻ? እዚ "Sina Academy" ዘዳለወቶ ኮርስ፣ ንመጀመሪያ ግዜ ብትግርኛ ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ንኹሉ ክትፈልጦ ዘለካ መሰረታዊ ነገራት ብዝርዝር ይምህር።

እዚ ኮርስ እዚ ካብ 5 ምዕራፋት (Phases) ዝቆመ ኮይኑ፣ ካብ መሰረት ዲጂታል ማርኬቲንግ ጀሚሩ ክሳብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ፍርያት ምሸጥን ገንዘብ ምስራሕን ስጉምቲ ብስጉምቲ የርእየካ።

እንታይ ክትረክብ ኢኻ?

• Affiliate Marketing: ብዘይ ናይ ባዕልኻ ፍርያት ኮሚሽን (Commission) እትረኽበሉ መንገዲ።

• Social Media Growth: ኣብ TikTok ብኸመይ ተከታተልቲ ተፍሪ።

• Digital Products: ናይ ገዛእ ርእስኻ ዲጂታል ፍርያት ምፍጣር።

• Exclusive Community: ኣብ Skool ምስ ዘሎ ማሕበረሰብና ብሓባር ትመሃር።

Direct Access / Login

ሕጂ ተመዝገብ እሞ ናብቲ ትምህርቲ እቶ!

ነቲ ኮርስ ንምጅማር ወይ ናብ Skool ኣቲኻ ትምህርትኻ ንምክትታል ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ተጠቐም፦

👉 Hier klicken: Direkt zum Skool Login & Kurszugang [https://www.skool.com/sinaaffiliate-marketing-9724/about?ref=05e717dfebb648eb9efc500f2477af6a]



ሎሚ ጀምር - መጻኢኻ ኣብ ኢድካ እዩ!

$199
$499(60% off)
42 Left
Customer reviews
1/2
Mikael Metku
ብዛዕባ ዲጂታል ማርኬቲንግ ምንም ፍልጠት ኣይነበረንን። እዚ ኮርስ ግን ብትግርኛ ስለዝኾነ ኩሉ ነገራት ብቀሊሉ ክርድኣኒ ጌርዎ እዩ። ሕጂ ናይ ባዕለይ መገዲ ጀሚረ ኣለኹ። የቐንየለይ Sina Academy!"
Geni
"Hi Sina! Thank you so much for the amazing digital marketing course and teachings you provided! 💖 I have gained so much valuable knowledge from this course. I've learned great insights on how to start my own digital business properly and build it successfully. Truly an honest and amazing teaching! Thank you so much! 🙏✨"
Read more
ካብ ዜሮ ናብ ዲጂታል ንግዲ, ምስጢር ኦንላይን ኣታዊ!!!